Uncategorized
ብደቅና ፋውንዴሽን ኣብ ከተማ መቐለን ዓዲግራትን ንዝርከቡ ዕሸላት ምገባ ዝተገበረ ገንዘባዊ ሓገዝ
ደቅና ፋውንደሽን ናብ ትግራይ, ብመገዲ TDA ዝለኣኾ €5700 እነሆ መምህር ሙሉ ሃይለስላሴ 280,000.00 ቅርሺ ተቐቢሉ ናብ ዝተፈላለዩ ተስፋ ፅባሕ ንዝኾኑ ህፃናት ትግራይ ዝሕገዝሉ ቦታታት ኣረኪቡ ኣሎ !
Dekna
0